Ksanet & Yafet
Saturday, June 14, 2025 • Dallas, TX
46 Days To Go!
Ksanet & Yafet
Saturday, June 14, 2025 • Dallas, TX
46 Days To Go!
K&Y
Church ceremony
Saturday, June 14, 2025
10:00 AM–12:30 PM
ንቀዳም ሰነ 14 2025 መርዓ ደቅና
ኣቶ ያፌት ተኽለ
ምስ
ወ/ት ቅሳነት ቢንያም
ቃል ኪዳን ዝኣስርሉ መዓልቲ ስለዝኾነ ኣብቲ
ፈለማ ኣበባናን ሓጎስናን ምሳና ሓቢርኩም
ንኽትውዕሉ ብኽብሪ ንዕድመኩም::
ኣኽበርትኹም
ኣቶ ተኽለ እምባየ
ምስ
ወ/ሮ ተኽኣ ኣብርሃም
ኣቶ ቢንያም ሰጊድ
ምስ
ነፍስሄር ሶፊያ ተሾመ
ምስ ምሉኣት ስድራቤት::
ብኽብረትኩም RSVP ብምጥዋቕ ምምጻእኩም ኣፍልጡና : ብድሓን ምጹ!!!
RECEPTION
6:00 PM–11:30 PM
Park Plaza
13111 N Central Expy, Dallas, Texas, 75243
𝘼𝙨 𝙢𝙪𝙘𝙝 𝙖𝙨 𝙬𝙚 𝙡𝙤𝙫𝙚 𝙩𝙝𝙚 𝙡𝙞𝙩𝙩𝙡𝙚 𝙤𝙣𝙚𝙨, 𝙬𝙚 𝙠𝙞𝙣𝙙𝙡𝙮 𝙧𝙚𝙦𝙪𝙚𝙨𝙩 𝙘𝙝𝙞𝙡𝙙𝙧𝙚𝙣 𝙛𝙧𝙚𝙚 𝙬𝙚𝙙𝙙𝙞𝙣𝙜. 𝙏𝙝𝙖𝙣𝙠 𝙮𝙤𝙪 𝙛𝙤𝙧 𝙪𝙣𝙙𝙚𝙧𝙨𝙩𝙖𝙣𝙙𝙞𝙣𝙜.